ኣማኻሪና ኣብ ምሉእ መስርሕ ኢሚግሬሽን ይሕግዝ፣ ካብ ምኩራት ኣማኸርቲ ብሕታዊ ደገፍን ቅኑዕ ምኽርን ይህብ። ኣብ ወጻኢ ሃገር ክትመሃሩ፡ ክትሰርሑ፡ ወይ ምስ ስድራቤት ክትራኸቡ ትደልዩ፡ ሕልምኹም ካብ ጸቕጢ ነጻ ክውን ክንገብሮ ንኽእል ኢና።
ከምዝፍለጥ ምስ በዓል መዚ ሓተትቲ ዕቑባ ካናዳ ተራኺብካ ካብታ ዝቐለለት ጉዳይ ቪዛ ጀሚርኻ ክሳብ ኻልኦት ጉዳያትካ ንኽተፈፅም ትገብሮ ፃዕሪ ዝተሓላለኸን መሰልቸውን እዩ ፤ኣብዚ ከይዲ እትወስዶም ስጉምትታት ድማ ኣብ መፃኢ ህይወትካ ፅልዋ ምሕዳር ጥራይ እንተይኾነስ ርኡይ ለውጢ ከምዘስዕብ ግሁድ እዩ ።
እንሆ ድማ ትካልኹም ትካል ምምኻር ሓተትቲ ዕቑባ ኦምና ናብ ካናዳ ክኣትዉ ንዝደልዩ ናይ ምምኻር ኣገልግሎት ካብ ምሃብ ሓሊፉ ናብ ናይ ካናዳ ስርዓት ስሉጥን ስሙርን ስግግር ንክህልዎም ይሕግዝ ፤ ከምኡ እውን ንሓተትቲ ዕቑባ መሰረታዊ ዝበሃሉ ናይ ምምኻርን ምሕጋዝን ኣገልግሎታት ብፍሉይ ንናይ ዓሚልና ኩነታት ብዘገናዘበ ፣ተበፃሓይን ግዚኡ ዘማእኸለን ግልጋሎት ብተመጣጣኒ ዋጋ ከሺኑ የቕርብ ። ትካልና ሙሉእ ዓቕሙ ብምውፋር ጉዳዮም ግልፂ፣ፈጣንን ውፂኢታውን ክኾን ካብ ምግባር ሓሊፉ ሕድሕድ ዝበፃሕናዮ ብርኪታት ምዕባለ ጉዳዮም ብቐረባ ነፍልጦም ።
ኣድራሻና ኣብ EDINBURGH PLACE 900 6 Avenue SW Unit 200 calgary AB Canada T2P 3K2 ንርከብ እንትንኸውን፤ ካብ ምምኻር ሓተትቲ ዕቑባን ምስላጥ ግልጋሎት ልቓሕን ብዝዘለለ ልዕሊ 30 ኣድለይቲ ዝበሃሉ መሰረታዊ ኣገልግሎታት ንህብ ።
መስራቲ እዚ ትካል ዝኾኑ ኣይተ ሰሎሞን ነጋ ምስ ዝተፈላለ ድሕረ ባይታ ዘለዎም ዓማዊል ሓቢርካ ናይ ምስራሕን ኣብ ህይወት ዓማዊሎም ድማ ርኡይ ለውጢ ናይ ምምፃእ ልምድን ዓቕምን ዘለዎም በዓል ሞያ እዮም። ንኣብነት ካብ ሕሉፍ ስራሕቶም ፤ ኣብ ትካል ግልጋሎት ሓተትቲ ዕቑባ ካልጋሪ ከም መማኸሪ ሞያ ኾይኖም እንትሰርሑ ን ልዕሊ ዓሰርተ ኣርባዕተ ሽሕ (14000) ዓማዊል ብምግልጋል ዓሚቕ ልምድን ተሞክሮን ኣማዒብሎም እዮም ፤ ከምኡ ድማ ከም ኮምሽነር ሓዳር ኣብ ኣልበርታ ፣ ከም ኮሚሽነር ማሕላ ኣብ ኣልበርታ ኮይኖም ዝሰርሑ ዘለዉን ከም ዝተፈቐደሉ መሳለጢ ልቓሕ ምስ ግልጋሎት ልቓሕ ኣግዝዮምን ከም ወኪል ከፋሊ ግብሪ ምስ በዓል መዚ እቶት ካናዳ ኮይኖም ዝሰርሑን በዓል ሞያ እዮም። ብተወሳኺ ድማ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መረዳእታ ናብ ናይ ኢትዮጵያ ናይ ስራሕ ቋንቋ ዝኾነ ኣምሓርኛን ናብ ናይ ኤርትራ ሃገራዊ ቋንቋ ዝኾነ ትግርኛን ተርጚሞም እዮም።
ሐዚ ድማ ከም ዝተፈቐደሎም መማኸሪ ሓተትቲ ዕቑባ ምስ ኮሌጅ መማኸርቲ ሓተቲ ዕቑባን ደለይቲ ዜግነትን ብምኻን ምስ ምሕታት ዕቑባ ፣ ስደተኛታትን ምርካብ ዜግነትን ንዝተታሓሓዙ ጉዳያቶም ዘድሊ ሓገዝ ንምግባር ካብ ማንም ግዜ ንላዕሊ ውፉይ ፣ፍቓደኛን ድልውን ኮይኖም ይፅበይዎም ኣለው።
ኦምና ናብ ሃገር ካናዳ ስሉጥ ምስግጋር ንምርግጋጽ፡ ኣብ ሕጊ ኢሚግሬሽን ካናዳ ተመርኲሱ ንዝግደሱ ስደተኛታት ናይ ኢሚግሬሽን ምኽሪ ይህብ።
ኦምና ኣብ ኤዲንበርግ ፕለይስ፡ ካልጋሪ፡ ካናዳ ዝርከብ ኮይኑ፡ ምኽሪ ሞርጌጅ ሓዊሱ ልዕሊ 30 ኣገደስቲ ኣገልግሎታት ይህብ።
ኣገልግሎታትና ተበጻሒን ምስ ኩነታት ዓማዊል ዝተመጣጠነን እዩ። ንሕና ንሽግራት ንምፍታሕ ቀሊል፣ እዋናውን ዋጋ ዝቕንስን ኣገባብ ንኽተል፣ ኣብ ርእሲኡ ድማ ምዕባለ ጉዳያት ዓሚል ብቐጻሊ እነመሓይሽ።
ምስ ዓሚልና ብቕንዕና፣ ጭውነትን ሞያዊን ኣገባባት ንሰርሕ።
ኣብ ትሕቲ ምርግጋጽ ጽሬት ነፍሲ ወከፍ ኣገልግሎትና ኢና ንሰርሕ።
ኣብቲ እንሰርሖ ስራሕ ስኒትን ብሉፅነትን ንምምዝጋብ ንውሽጣውን ግዳማውን መዳርግቲ ኣካላትና ብተኣማንነት ምሕላው ንኣምን።
ሞያዊ ብቕዓት
ተኣማንነት
ምክብባር
ንዓማዊል ምብርትታዕ
ኣብ ካናዳ ናይ ምንባር ተመኩሮን ብዛዕባ ስርዓት ካናዳ ዝሓሸ ምርዳእን ።
ካብ ጽላት ኢሚግሬሽን ወጻኢ ካልእ ስርዓት ዘይብሉ ኣገደስቲ ኣገልግሎታት።
ዓማዊል ኣብ ካናዳ ምንባር ንኽጅምሩ ንምሕጋዝ ምስ ፍቓድ ምስ ወከልቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ንምስራሕ ኣብ መጻኢ መደብ።
መስራቲና ኣይተ ሰሎሞን ነጋ ኣብ ካናዳ ካብ ዝነብር 20 ዓመት ኮይኑ ስርዓት ካናዳ ውሽጡ ይርድኦ እዩ። ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ከም ሕጊ ኢሚግሬሽንን ምምኽኻር ኢሚግሬሽንን ክካፈል ዝኽእል ክቡር ክእለት ኣለዎ። ክእለቱ ንምምዕባል ዝተፈላለየ ስልጠናታት ወሲዱ፡ ብዝህቦ ኣገልግሎት ድማ ሓያሎ ምስክር ወረቐት ኣለዎ።
እቲ ንህቦ ግልጋሎት ምምኻር ዑቕባ ሓተቲ እዞም ዝስዕቡን ካልኦትን የካትት
ቅልጡፍ መእተዊ ቪዛ ብቕዓት ዘለዎም ሰራሕተኛታት ብቐዋሚነት ኣብ ካናዳ ኮነ ካልኦት ኣብ ወፃኢ ዝርከባ ዓድታት ክነብሩ ዘኽእል መስርሕ እዩ። ብቕዓቶም ንዝተመስከረሎም ናይ ወፃኢ ዜጋ(ናይ ካናዳ ዜጋ ዘይኮኑ) ሰራሕተኛታት ብ ቅልጡፍ መእተዊ ቪዛ ብዝሰለጠ ኸይዲ ጉዳዮም ኣብ ሽዱሽተ ወርሒ ወይ ድማ ካብኡ ብዝሓፀረ ግዘ ይውድአሎም ።
ሰብ ሓዳር ፣ ብናይ ሓባር ሕጊ መጻምድቲ ፣ ተፀጊዖም ንዝነብሩ ህፃናት ፣ ብሓደራ ንዘዕብይዎም ህፃናት ፣ ንስድራ ፣ ንኣቦሓጎታትን እኖሓጎታትን ከምኡ’ውን ኻልኦት ናይ ወፃኢ ዜጋታት (ናይ ካናዳ ዜጋ ዘይኮኑ) ብመሰረት ድንጋገታት ሕጊ ኸለላ ሓተቲ ዕቑባን ስደተኛታትን መሰረት ድጋፍን ክረኽቡ ዘኽእል መስርሕ እዩ።
መስርሒ ኣካል መሰረት ዝገበረ ፍቓድ ስራሕ ብመሰረት እቲ ኣብ ፍቓድ ስራሕ ዘሎ ሓበሬታ ማለት ከም ትኽክለኛ ስም እቲ ክትሰርሕሉ እትኽእሉ መስርሒ ኣካል ፣ ንኽንደይ ዝኣክልግዘ ክትሰርሑ ከምትኽእሉ ፣ ኣበይ ክትሰርሑ ከምትኽእሉ ( ዝከኣል እንተድኣ ኾይኑ ) ወዘተ መሰረት ገይርኩም አብ ካናዳ ክትሰርሑ ዘኽእል መስርሕ እዩ።
እንተድኣ ኣብ ውሽጢ ካናዳ ሃሊኹምን ኣብ ውሽጢ ትውልዲ ሃገርኹም ንዘለኩም ናይ ደሕንነት ስግኣት ከለላ እንተደሊኹም ነዚ ናይ ይግበኣኒ ሕቶ ብቑዕ ኢኹም።
እንተድኣ ካብ ካናዳ ወፃኢ ትነብሩ ኮይንኹምን ናይ ደሕንነት ሓለዋ ወይ ድማ ናይ ስደተኛ ኩነት እንተደሊኹም ነዚ ናይ ይግበኣኒ ሕቶ ብቑዕ ኢኹም። መስርሕ ጉጅለ ሓሙሽተ (5) ማለት ሓሙሽተ(5) ናይ ካናዳ ዜግነት ወይ ድማ ብቐዋምነት መንበሪ ፍቓድ ዘለዎም ብሓባር ብምዃን ሓደ ናይ ወፃኢ ዜጋ(ናይ ካናዳ ዜጋ ዘይኮኑ) ድጋፍ (ስፖንሰር) ብምግባር ናብ ካናዳ ምምፃእ ዝኽእሉሉ መስርሕ እዩ።
ግዚያዊ መንበሪ ወረቐት ማለት ካናዳ ንምእታው ቪዛ( መእተዊ ፍቓድ) ካብ ዘድልየን ሃገራት ንዝመፅኡ ዜጋታት ከም ዑደተኛታት ኮይኖም ናብ ካናዳ ክኣትዉ ዘኽእል ዕላዊ መረዳእታ ኾይኑ እዚ ግዚያዊ መንበሪ ወረቐት ድማ ክሳብ 6 ወርሒ የገልግል ።
ፍሉይ ወረቐት ስድራ ዝተፈለየ ቪዛ(መእተዊ ፍቓድ) ኾይኑ ን ዓሰርተ ዓመት ዘገልግልን ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ናብ ካናዳ ክትመላለሱ ዘኽእልን ወረቐት እዩ ፤ ምስ ናይ ግዚያዊ መንበሪ ወረቐት ዘለዎ መሰረታዊ ፍልልይ ድማ ፍሉይ ወረቀት ስድራ ኣብ ሓደ ጉዕዞ ክሳብ 2 ዓመት ኣብ ካናዳ ንክትፀንሑ ዘኽእል ምዃኑ እዩ ፤ ግዚያዊ መንበሪ ወረቐት ግን ን 6 ወርሒ ጥራሕ እዩ ዝፈቅድ ።
ብቐዋምነት ኣብ ካናዳ ነበርቲ ንዝኾኑ እንተድኣ እንተወሓደ ንሰለስተ ዓመት ኣብ ካናዳ ተቐሚጦምን ኻልኦት ረቑሓታት ከማልኡ ኪኢሎምን ናይ ካናዳ ዜግነት ክረኽቡ የኽእሎም ።
ልዕል ክብል ካብ ዝተጠቐሱ ኣገልግሎታት ብተወሳኺ ልዕሊ 30 ዝኾኑ ኻልኦት መሰረታዊ ኣገልግሎታት ንህብ !

ልዕል ክብል ካብ ዝተጠቐሱ ኣገልግሎታት ብተወሳኺ ልዕሊ 30 ዝኾኑ ኻልኦት መሰረታዊ ኣገልግሎታት ንህብ
መስራቲ እዚ ትካል ዝኾኑ ኣይተ ሰሎሞን ነጋ ንልዕሊ 20 ዓመት ኣብ ካናዳ ዝነበሩ ኾይኖም ኣሰራርሓ ካናዳውያን ድማ ጠንቂቖም ዝፈልጡ እዮም ፤ አብ ዝተፈላለዩ እዋናት ዓቅሚ መዕበይ ስልጠናታት ዝወሰዱን ንዝሃብዎም ግልጋሎታት ድማ ዝተፈላለዩ ናይ ኣፍልጦ ወረቐት ዝረኸቡን እዮም ፤ ካብቶም ዝረኸብዎም ዝተፈላለዩ ናይ ኣፍልጦ ወረቐታት ጥቕልል ብዝበለ መልክዑ ከም ዝስዕብ ተገሊፆም ኣለዉ ፦
ኣይተ ሰሎሞን ነጋ
ቑፅሪ ስልኪ :- +1 403 401 7732
ዌብሳይት :- omnaimmigration.com
ኢሜይል :- info@omnaimmigration.com
ንርከበሉ ቦታ :- unit #200,900 – 6 Avenue SW Calgary , AB , Canada T2P 3K2
ቑፅሪ ስልኪ :- +1 403 401 7732
ኢሜይል :- info@omnaimmigration.com
Website designed by Unbox Marketing Consultancy
2022 | All Rights Reserved | Copyright ©